51

evakunda
  • No tags were found...

ኤኹመኒያ ቤተክርስትያን ንኹሉ ኩፉት ዩ፡፡

ልኽዕ ከማና ብስጋ፡ ብትንፋስን ብመንፈስን፡፡

አብቲ ሰንበት ሰንበት ነካይዳ ናይ ሓባር አምልኾ ( ጸሎት) ፡ ካብ ሰንበት ወጻኢ

ዝዳሎ ናይ ጸሎት እዋን፤ አብቲ ዝካየድ ናይ ሓሳብ ምልውዋጥ መዓልቲ ይኹን

አብቲ ዝውሃብ ሓጸርቲ ኮርሳት ንክትሳተፍ ብኽብሪ ንዕድመካ፡፡

ሕቶታ እንተለካ ወይ ሓገዝ እንተደለካ፡ ብጀካ እቶም ሰራሕተኛታት ናይ

ቤተክርስትያን ካልኦት እውን አብቲ ቤተክርስትያን ብነጻ ግልጋሎት ዝህቡ ገበርቲ

ሰናይ ስለ ዘለዉ ምስ አቶም ብምዝርራብ ንሕቶታትካ መልሲ ክህቡኻን

ክተሓበበሩኻን ይኽእሉ ዮም፡፡ አብ ውልቃዊ ሽግራት ወይ ጉዳያት ምስ ቀሺ ወይ

ዲያቆን ክትዛረብ ምስትደሊ ክንሰምዓኻ ቁሩባት ሙኻና እንዳገለጽና ኩሉ

እቲ ትብሎ ወይ ትብልዮ ብምስጢር ከምዝዑቆብ ንሕብር፡፡

አብዚ አብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ አድራሻ አቲኹም አብ ከባቢኹም ዝርከብ

ኤኩመኒያ ቤተክርስትያን አበይ ከምዘሎ ሓበሬታ ክትረክቡ ትክእሉ፡

equmeniakyrkan.se/hitta-forsamling

ሓበሬታ ብዛዕባ ኤክመኒያ ቤተክርስትያን እንተደለኹም ድማ

equmeniakyrkan.se

ናይ ትግሪኛ ወይ ናይ ኣምሓርኛ መጽሓፍ ቅዱስ አብ

ኢንተርነት እንተደለኹም

http://bible.geezexperience.com

More magazines by this user
Similar magazines