13.07.2015 Views

ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) - Gereger.com

ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) - Gereger.com

ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) - Gereger.com

SHOW MORE
SHOW LESS
  • No tags were found...

Create successful ePaper yourself

Turn your PDF publications into a flip-book with our unique Google optimized e-Paper software.

መስፍን ሓጎስተምሳልካኣፍካ Eበስ- ክሳE ትሕበስብወደባት፡ <strong>ግርማይ</strong> <strong>ኪዳነ</strong> (<strong>ወዲ</strong> <strong>ፊሊፖ</strong>)ሚላኖ-Iጣልያ18/04/2013መናቱካፍልይቲ ሕታምከም ትዝክሮ ብዛEባኻን ኣብ ስደት መጽንሒኻን Eንታይን ንኣየናይ ተልEኾን ከም ዝነበረንዝኾነን፡ ኩሉ ሰብ ዝዝክር ካብ 2002 ኣትሒዘ ሓቢረ ነይረ፡፡ ሓበሬታይ ኣብ ዘንበብካዮ ኸኣብውሻጠ ውኽርነት Eቲ ብኣይ ዝተባህለ ሓቂ ዘይኮነ፡ ኣብ ሕነ ምፍዳይ ዘትከለ ጌርካ ክትገልጾፈቲንካ ምንባርካ Eውን ዘይሰማEክዎ ከይመስለካ Iለ፡ ሕጂ ናይ ድሕሪ ብዙሕ ትምታ (ሱቕ)ብተባE ናይ መትከል ብጻየይ ተስፋይ ተምነዎ ትንተና፡ ክፍኣትካ ገስረጥ ታሪኽካ ሰርኒቑካኣብታ ንዓኻን መዋኽርትኻን መሔሰው ፈተነ ክትጥቀሙላ Eተሰራጭውዋ መርበብ ሓበሬታንሓርነት ክትዓፍር ምጅማርካ ልE ምግራም ኣብ ተሸጉሩዎ ዘሎ ተሓቢU ትምከም ዘይብል?ምህላው ክሕብረና ዝኹብልል Iለ፡መስፍን ሓጎስ!!ኣፍካ Eበስ- ክሳE ትሕበስንኽብለካ ልEሊ Eቲ ኣብ ዘመነ ብረታዊ ቓልሲ ዝነበረ ገበንካ ብኣይ ቀደም ሕጂ ኸኣ ብናይመትከል ብጻየይ ተስፋይ ተምነዎ፡ ዝድገም ዘሎ ታሪኽካ ይኹን ኣብ ትሕቲ ጫማ ጠላምጣሌባን Iሳያስ ኣፈወርቅ ምንብርካኽካ ኣብ Eዚ ኣብ ስደት ዘለኻሉ Eዋ ንEንታይን ብኸመይንከም Eተለኣኽካ ዝሕብር ሆይሆይታኻ ንዘይፈለጡዎ ክፈልጡ ክሕብር Eየ Eሞ፡ ኣይኮነንሓሰሶት! Eትብሎ Eንተ ኣሎ? ድፈር…. ድፈር…. ድፈር!! Eመን ውኻርያ!!1


ናይ ጠላም ጣሌባን Iሳያስ ኣፈወርቅ ምንባርካ ተባE ተስፋይ ተምነዎ ገለጹካ Eዩ፡፡ መኩርውኽርነትካ ስለ ዘተኣማምኖ ኸኣ Eዩ ኣብ ኩሉ ተኣፋፊ ንኸሽሓU ኣሰካፊ ዝኾነሉ ብኣኻ ገይሩዝጥቀመሉ ዓፋኒ ውዲታት ዝጥቀም፡፡ ክትጠልሞ ከም ዘይትኽEል ከኣ ልEሊ ጎቦታት ጥርዘEምነት ኣለዎ፡፡“ኣሰላልፋኻ ኣብ ገድሊ ይኹን ኣብ ዝፍተልን ዝጥለፍን ዝነበረ ቶንኮለላት ዘEግቦ ተልEኾ ስለዝገበርካሉ፡ Eታ ጉድ ንዓኻ Eውን ብቐጥታ ስለ ትምልከት፡ ኣሕሊፍካ ክትህቦ? ዘይከውን!ንUU ኣሕሊፍካ ሂብካኸ ነቲ ናትካ Eንተነገረ ብኸመይ ክትምልሾ?1. መን ስለ ዝኾንካ ኣብታ ሰንካም ሰልፊ 9-2 ትሽዓተ ምስ ክልተ ደቂ ቀይሕ ባሕርን (9)ጠላም ጣሌባን Iሳያስን ንስኻን (2) ከም Eትካፈል ገይሩካ?2. መን ስለዝኾንካ ኣብ ኣኼባ ሊባኖን (በይሩት) 1972 ሓድነት ምስ ህዝባዊ ሓይልታትቀዳማይን ካልኣይን ፈልዩ መሪጹ ወሲዱካ?3. መን ስለዝኾንካ ተሳተፍቲ ጉባኤ ኣባል ማEከላይ ሸማግለ ከይትምረጽ Eና ከልከሉኻጠላም ጣሌባን Iሳያስ ብዊንታU ከም ትምረጽ ገይሩካ?ነዚ መልሾ!!ሀ/ ኣብ ድሕሪ ምዝዛም ብረታዊ ቃልሲ - ናይ ሰራዊት ገድሊ ልUል ሓላፍነት ዝነበሮምኣሕሊፍካ ሂብካዮ ኣብ ቤት ማEሰርቲ ዝተሰወኤ Uቕበ ኣብርሃ ስብሓት ኤፍሬም EንከለውንOOም ኣወሲኑ፡ ንብረት ደርጊ ዝነበረ ናይ ውግE መሳርያታት ካብ ምሉE Iትዮጵያ ብሰራዊትህዝባዊ ግንባር ኣኤኪብካ ኣብ ኣፍደገ ዶብ ኤርትራን Iትዮጵያን ንስኻ ብስም ምክልኻልኤርትራ- ኣይተ ስየ ኣብርሃ ሎሚ ተቓዋማይ ስርዓት Iትዮጵያ ኾይኑ ዘሎ ብስም ስርዓትህግደፍ ኤርት ከም ዘረከብካዮ ስኑድ መዝገብ ስለ ዘሎ ኣሉ ክትብሎ ስለ ዘይትኽEል፡Eቲ ዘረከብካዮ ኣጽዋር ውግE ንኣየናይ ወይ Eንታይ Eላማ ምንባሩ ኣነ Eኳ ልEሊ ዓሰርተዓመት ሓቲተካ Eየ Eሞ ስለ ዘይመለሽካለይEስኪ ድፈር መልሽ?ለ/ ብላኪትት 2001 ንIጣልያ ብሕክምና መጺEካ ኣብቲ Eዋን Eቲ ካብ ዘጋጠመካ ናይ ጥEናጉድለት ጻEቂ ክሳE ናይ ምዝራብ ዓቕሚ ከምዘይነበረካ Eሞ ኣብ ስቓይን ቅንዘዋን Eንከሎኻረኺብካኒ ኣነ ዓቕመይ ዝኽEሎ ሓገዝ ሕክምና ገይረልካ ምንባረይ፡ ኣብቲ ክትሕከምዝወሰዱኩኻ ኣብ ዝገበርካሉ ምርመራ ጥEና ስውር ኣEናዊ መድሃኒት ተዋሂቡካ ምንባሩ Eቶምሓካይም ( ኣነ ቶርጓማይ) ሓቢሮሙኻ ምንባሮም ትዝክሮ Eዩ፡ ኣይዝክርን ትብል Eንተኼንካስኑድ ስለ ዘሎ ኤፍልጠካ፡፡2


1. ንዝተዋህበካ መድሃኒት ኽትከስስ ዘይመድለይኻ Eንታይ? መን ከይግለጽ?2. ብተልEኾ ህግደፍ ዘጋጠመካ ናይ ጥEና ቅልውላው ክትሕብር ክትነግር ዘይመድለይኻስለመንታይ? መን ከይትንከፍ?3. ብመጋቢት 2001 ንስኻን ዓሊ ሰይድ ዓብደላን ኣብ በርሊን ምስ Eቶም ንምቅላE ዝለዓልዝነበረ ቅልውላው መሪሕነት ህግደፍ ብጂ 15 ዝዝከር ከም ምሁራን ዝተኣከቡተቓወምቲ ህግደፍ መሰል ንኤርትራ ተዓዲሞም ዝኸዱ ተኣኪብካ ኔርካ፡፡Eንታይ መኸርኩም? Eንታይከ ኣፍረኹም?4. ምስ Eቶም ምEላው ስልጣን Iሳያስን ስርዓቱን ዝተንቀሳቐሱ መሪሕነት ፈሪምካ ኔርካ፡ከም ዝዝከር ኣብ ሓደ ቃለ መጠየቕ ጋዜጣ ዝሃብካዮ ተዃሳሚ መልሲ ምንባሩ ይዝከርEሞ፡ Eቲ ፊርማታት ዘስዓቦ ማEሰርቲ ንዓኻ ኣይተንከፈን፡፡Eኳ ድኣ!!ተቓዋማይ ህግደፍን ስርዓቱን ኔርካ Eንተትኸውን Eቲ ቅልውላውን ነቐፌታትን EናተነሃሃረEንከሎ፡ ሕክምናኻ ክትቅጽል ተባሂልካ ብEለት 4-7-2001 ብፍልይቲ ኣይሮፕላን Iሳያስ ክሳEዓዲ ጣልያን ኣፋኒውካ፡ሀ/ Eንታይ መኸርኩም?ለ/ Eንታይ ተበሃሃልኩም?ኣብ Iጣልያ!!ብልግሰይ ዝግበረልካ ዝነበረ ሕክምና ጠንጢንካ ኣብ ኣመሪካ ህግደፍ ሕክምና ረኺቦሙለይቆጸራ ኣግቢሮሙለይ ቪዛ ኣህሪሞሙለይ Iልካኒ ከምዝኸድካ ትዝክሮ Iኻ Eሞ፡Iሳያስ ይኹን ወኻሩ ወይጦታቱ ምስ Eቶም ድሓር ዝኣሰርዎም ጂ-15 ፈሪምካ ምንባርካተሰዊሩዎም ኮይኑ ድዩ Eዚ ገዚፍ ልግሲ ለጊሶሙልካ? ወይስ Eንታይ ንኽትዓግት? ወይEንታይ ተልEኾ ከተብጽሕ?መስከረም 18 ናይ 2001ኣብ ኤርትራ ምጭዋይ Eቶም ጂ-15 መፋርምትኻ Eናተኻየደ ንስኻ ንሃገር ጀርመንፍራንክፈርት መጺEካ ምስ ስዩም Uቕባሚካኤል (ሓረስታይ)ን መዳርፍቱ ሰውራዊ ባይቶተራኺብካ፡ ንኸተስምEን ከተምስልን ፓስፖርተይ ህግደፍ ሰሪዞሙለይ ንኤርትራ መምለሲ ስIነEምበር ዝረኸበ ክረኽበኒ ኣሰር ብጾተይ ክስEብ ድልው Iየ Iልካ Eውን፡1. Eቲ ፓስፖርት ኣብ ሰማይ Eናነፍርካ Eንከሎኻ ድዮም ሰሪዙሙዎ?2. ካብ ጀርመን ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ሸወደን፣ Eንግሊዝ ተንቀሳቒስካ ክሳE ኣውስትራልያEውን ተንቀሳቒስካ ምንባርካ ኣብ ኣፍሪቃ ኸኣ ንሱዳን ጎረቤት ሃገር ከም ዝኸድካይዝክር Eሞ፡ሀ/ Eዚ ኹሉ Eናተንቀሳቐስካ መንገዲ ኤርትራ ድዩ ጠፊUካ ወይ ጆግራፍ ተቐይሩካ?ለ/ ኣብ ሱዳን ቦታ ስደተኛታት ኬድካ ኣነ ንህግደፍ ከዔርይ Eምበር ንህግደፍ ኽቃወምኣይወጻEኩን ዝበልካዮም Eንታይ ስለዝነበረን ዝኾነን Eላማኻ?ሐ/ ኣብ ሃገር ጀርመን ርከብካ ምስ መዋኽርትኻ ሰውራዊ ባይቶ Eናኣደልደልካ ምስ ካልOትውድባት ተቓውሞ ምልዛብ Eጭ ዝበልካ ስለምንታይ?3


ሰልፊ ወኻርያ (ደሞክራሲ)ብመንገዲ ምንቅስቓስ ሓርነት ደቡብ ሱዳን (ጉጅለ ዶክቶር ጆንጋራንግ) Eቱብ ዓርኪ ህግደፍልEሊ ስሳ ዓመት ጸረ ናጽነት ኤርትራ ዘረጋገጸ E, 146,000.00 (ሚEትን ኣርበዓን ሽድሽተንሽሕ ኤውሮ ብስምካ ከም Eተረከብካዮ ይዝከር Eሞ፡መን ለኣኾ?......... ንEንታይ ምትብባE?.......... Eንታይ ንምግቡEባEድፍር Iልካ……. መልሲ ሃባኣብ ሃገር ኖርወይመስፍን ሓጎስ…………….. የማነ ህበይ (ማንኪ)……… ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ (ባዓታይ)Eንታይ ኣራኸበኩም? Eንታይ ተላዘብኩም? ብEተለገሰልኩም ሓገዝ ገንዘብከ ኸክንደይንንEንታይ ተማቒልኩም?ንIትዮጵያ!!!ምኻድ ይኹን ኣብU ባይታ ጌርካ ምቅዋም ጌጋ Eዩ Eናበልካ፡ ምስ ኣብU ባይታ ዘለወንኣይላዘብን Eናበልካ ንዓመታት ከምዝሓከልካ ይዝከር Eሞ፡ ብዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ንጣር ንፋስሓመድ ከይተንከፎም ካብ ኤርትራ ብሱዳን ካርቱም ብዘይወዓል ሕደር ከኣ ብናይ Iትዮጵያናፋሪት ንኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተው ንስኻ ካብ ጀርመን ኣዲስ ኣበባ ኼድካ ተቐቢልካዮም Eሞ፡ስለምንታይ ብናይ መንን ተገዳስነት……………. Eቲ ሓለፋ?ውኻርያ መስፍን ሓጎስ!!!ቀደም መን ኔርካ? ………… ሕጂ መን Iኻ? ……… Eንታይ Eላማኻ ኣዳEዲEናEንፈልጠካ ህልዋን ኣሎና፡፡ Eዚ ኸኣ ኣጸቢቕካ Eትፈልጦ Eዩ Eሞ፡ Eቲ ብምህሮ ሽፍትነትብዓል Iሳያስ ዘዓሸወካ ከም ሓያልን ክIላን ዘላለየካ ሕጂ Eውን ኣብ ሞንጎና ንዓና ተመሲልካወጠምጠም ክትብል ትፍንሲ Eንታይ ጎስዓካ፡፡ኣብዚኣ ግን ምናልባት ሓቂ ክህልወካ ይኽEል ዝብሎ ኣሎኒ፡ ንሱ ኸኣ ከምቲ ኩሉ ግዜዘመሓላልፎ ጽሑፈይ፡ ንጹርን ጽኑEን ተቓውሞ ስለዘየሎ ኣብ ውሻጠU ኣትዩ ጎያታኻ Iሳያስስለ ዘማEክሎን ብበዓል ከማኻ ገይሩ ዘከታትሎ Eሞ ብትምክሕቲ ኣበይ ዘሎ ተቓውሞ ደርሆስኣንዊሕካ Eንተኣሰርካያ ዝፈታሕካያ ይመስላ ዝብል ዝጀሃሮ ንስኻ ኸኣ ብUU ተጸናኒEካ ዓቕሚEቶም ንቃወም ንላወም ዝብሉ ገምጊምካ ትኸውን Eሞ ብወገነይ ከረድኣካ ክነግረካ ክፍትን፡፡በቕሊ!!ብልE ውIላ ብድሕረይ ሳEሪ ከይቦቁል Iላ ግራት ሓማቲላ ከም ዝበሃል መስፍን ሓጎስEንታይ ንሜዳ ኤርትራ መሰለፊኻ? ንሕና ንፈልጦ ንስኻ Eውን ኣዳEዲEካ ትፈልጦ Iኻ፡፡ዝያዳ ኩልናኸ?.............. ደቂ ዓዜን……….. ደቂ ዓድኻ!!ኣብ ልEሊ Eዚ ንጹህ ሓሪሱ ዝነብር ህዝቢ ዝፈጸምካዮ ውልቃዊ ገበን ዓስከር ጠላም ጣሌባንIሳያስ ኣፈወርቅ Eመን ከልቡን ውኻርያU ኬንካ ንUU ምጥላም ህላዌኻ ምህላም (ምጥፋE)ስለዝኾነ፡ ኣብ ዓለም ክሳE ዘሎኻ ኣገልጋሊU Eምበር ተቓዋሚU ኽትከውን ክትበቅE ኣሰርክህልወካ ኣይክEልን Eዩ፡፡4


ኮይኑ ኸኣ!!!ፍሕተራኻ፣ ጻEርኻ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ተሰኺEካ ሸንኮለል ዓወንወን ምባል ንዓኻ ከም መርዓከም ሕጸ ድኣ Eምበር ካልE ኣይኮነን፡፡ሕጂ!!መግለጺ ተባE ናይ መትከል ብጻየይ ተስፋይ ተምነዎ ኤ…… ሑ……ው…. ኣቢሉ ኣቑሪሩካኣሸቑሪሩካ ሰማI ክትረክብ ብEታ መሔሰዊትኩም መርበብ ዓጀውጀው ምባልካ ንህዝቢ ኤርትራክልተ ጥቕሚ ሂብካና፡፡1. ደምበ ተቓውሞ ከም ስሙ Eማሙ ከምዘይገብር ዘሎ2. Eድመ ህላዌኹም ብኸመይ በየን ክጽረግ ከም ዘለዎ ሓበሬታEዩ Eሞ፡ ኣብ ሓጺር Eዋን ግብረ መልሲ ክንገብረሉ ዘሎና ተረዲEና መስፍን ሓጎስ!!..........ኣፍካ Eበስ……… ክሳE ትሕበስ ብምባል Eቲ Eንገብሮ ከነጽድቐልኩም ስለ ዝኾንና ኣብ ተግባሩየራኽና፡፡መደምደምታ!!!መሓውር ህግደፍ ንኽEንቀፍ ተዓንቂፉ ኸኣ ንገደል ሃተፍ ከነብሎ ንEቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎህዝብና Eፎይ ከነብሎ ኣኣብ ዘሎናዮ ሃገር ክንጅምሮ ዘሎና ማህሰይቲ ንክንማኸር ብድድ ንበል፡፡ወይ ቀታሊ ኹን………….. ወይ ቀታሊ ንገር…………ወይ ሓሳዊ ኹን ………… ወይ ሓሳዊ ንገር……..Eቱብ ተበግሶና ይውፈር ይኣክል ወኸርከር ብምባል ናይ ሎሚ ጽሕፍተይ ኣብዚኣ ደው ኣቢለ፡Eዚ Eውን ከም ናይዝጊ ክፍሉ ብሞቱ ከየዘንግዓና ንቀላጠፍ ሓደራ፡፡ሰናይ ቅነghirmaiki@yahoo.it5

Hooray! Your file is uploaded and ready to be published.

Saved successfully!

Ooh no, something went wrong!