30.03.2017 Views

46

• No tags were found...

You also want an ePaper? Increase the reach of your titles

YUMPU automatically turns print PDFs into web optimized ePapers that Google loves.

ናይ ጎይታ ጸሎት

ልክዕ ከምቲ የሱስ ንደቂ መዛሙርቱ ዝመሃሮም

(ወንጌል ማቲዎስ 6፡ 9-13፣ (Matt 6:9-13)) ንሕናውን ልኽዕ ብኸምኡ

ኣገባብ አብ መላዕ ዓለም ብሓባር አብ ቤተ ኽርስትያን ጸሎት ንገብር፡፡

ንስኻትኩምሲ ኸምዚ ኢልኹም ደኣ ጸልዩ፡ ኣብ ሰማያት

እትነብር ኣቦና፡ ስምካ ይቀደስ። መንግስትኻ ትምጻእ።

ፍቓድካ ኸምቲ ኣብ ሰማይ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን።

ናይ ዕለት እንጌራና ሎሚ ሃበና። ንሕና ንዝበደሉና

ኸም ዝሐደግናሎም፡ በደልና ሕደገልና።

ካብ ክፉእ ኣድሕነና እምበር፡ ናብ ፈተና ኣይተእትወና።

መንግስትን ሓይልን ክብርን ንዘለኣለም ናትካ እዩ እሞ፡

እሜን።

Hooray! Your file is uploaded and ready to be published.

Saved successfully!

Ooh no, something went wrong!