30.03.2017 Views

49

• No tags were found...

Create successful ePaper yourself

Turn your PDF publications into a flip-book with our unique Google optimized e-Paper software.

ናይ ንጎ ጸሎት

ዎ እግዚኣብሄር፣ ኣንጊህካ ንድምጸይ ትሰምዖ

ኢኻ፣ ኣንጊሄ ልበይ ናባኻ ኣቕኒዔ ኤማዕዱ

ኣሎኹ።

መዝሙር ዳዊት 139:5

ብድሕሪትን ብቕድሚትን ከበብካኒ፣

ኢድካውን ኣንበርካለይ።

ጸሎት ናይ ቑዱስ ፓትሪኽ

የሱስ ኩሉ ግዜ ምሳይ፡

አብ ቕድመን አብ ድሕረይን፡

አብ ልዕለይን ትሕተይን፡

የሱስ ኩሉ ግዜ ምሳይ አብ ውሽጠይ ትነብር፡፡

ኩሉ ግዜ ምሳይ አብ ዙርያይ ፡

ጎይታይ ኩሉ ግዜ ምስይ አለኻ፡

አብ ዙርያይ ኩልሳዕ ትኸበኒ፡

እንተ ነቃሕኩ ምሳይ ፤ እንተደቀስኩ ምሳይ አለኻ፡

ናይ ሕጻናት ምሸታዊ ጸሎት

አምላኸይ ንሕጻናት ተፍቕር

አብ ዝኸድኩ ከይደ

ከም ሕጻን ኬርካ (ከም ውልድካ) ትዛረበኒ

ሓጎሰይ ብአኻ ዩ፡

ሓጎሰ ይመጽእ፤ ሓጎሰ ይኸይድ:

ንስኻ ግና ናይ ዘላለም ሓጎሰን (ዕጫይ)

አቦይን ኢኻ

Hooray! Your file is uploaded and ready to be published.

Saved successfully!

Ooh no, something went wrong!