27.01.2015 Views

araya-thesis

araya-thesis

araya-thesis

SHOW MORE
SHOW LESS

You also want an ePaper? Increase the reach of your titles

YUMPU automatically turns print PDFs into web optimized ePapers that Google loves.

ተግባ ራዊ ይገ ብራ፡ ፡ ኢትዮጵያ እውን ግልጋሎት ሓፈሻዊ ቀዳማይ ብርኪ ክን ክን ጥዕ ና

ን ኹሉ ን ምብፃ ሕ ብፍላ ይ ኣ ብ ገ ፀ ር ን ዝነ ብር ሕብረ ተሰ ብ በማዕርነ ት ንምስፍፋሕን

ምብፃ ሕን ብኡ ኣ ቢላ ’ ውን ሽ ቶ ታት ል ምዓ ት ሚል ን የ ም ን ምዕ ዋ ት ካ ብ 2003 ጀ ሚሩ ና ይ ጥሙር

ጥዕ ና ፕሮግራም ኣ ተኣ ታትያ እያ ፡ ፡ ኣብ ትሕቲ እቲ ፕሮግራምእውን ክሳብ

2010 ኣብ ዘሎ

እዋን ከባቢ 34,000 ዝኾና ሰ ራሕተኛ ታት ጥሙር ጥዕ ና ና ብ በ ቢጣብያ ታቱ ተዋፊ ረ ን

ንክሰርሓ ተገ ይሩ እዩ፡ ፡ ከ ምኡውን ሰ ራሕተኛ ታት ጥሙር ጥዕ ና ን ሕብረ ተሰ ብ አ ገ ልግ ሎት

ዝህባሉ ከባቢ 15,000 ጥዕና ኬላታት ኣብ መላእ እዛ ሃገር ተሃኒፀን እየን፡፡ እዚ ኣብ

ኢትዮጵያ ዝተተግበረ ቕልጡፍ ዝኾነ ስልጠና ሰብ ሞያ ጥዕ ናን ምስፍሕፋሕ ትካላት

ጥዕ ና ን ኣ ብ ሰ ራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ን ጥዕ ና ኬላ ታትን ጥራሕ ኣ ይኮነ ን ፡ ፡ ብ መዳ ይ

ህ ን ፀ ት ጣብያ ታት ጥዕ ና ን ስ ል ጠና ማእ ኸለ ዎ ት ብር ኪ ክ ኢላ ታት ጥዕ ና እ ውን እ ን ተ ር ኢና

ተመሳ ሳ ሊ እ ዩ ፡ ፡ ን ኣ ብነ ት ካ ብ 2004 ክ ሳ ብ 2011 ኣ ብ ዘ ሎ እ ዋን በ ዝሒጥዕ ና ጣብያ ታት

ኣ ብ ኢትዮጵያ ካ ብ 519 ና ብ 2,660 ክ ብ ኢሉ ወይ ከ ዓ ብ 413 ሚኢታዊ ወሲኹ እ ዩ ፡ ፡

ከ ምኡ ውን በ ዝ ሒ መኮ ነ ና ት ጥ ዕ ና ካብ 683 ናብ 3702 እንትድይብ፤ በዝሒ ነ ርስታት

/ መዋ ል ዳ ን እ ውን ሓዊ ሱ /’ ውን ካ ብ 15,544 ናብ 29,550 ብምውሳ ኽ ፀ ብለ ልታ ዘ ር አ የ

እንትኸውን በዝሒመዋልዳን ጥራሕካብ1274 ናብ2416

ወሰኽ ኣርእዩ እዩ፡ ፡

ኣ ብ ውፅ ኢት ዕ ውትነ ት እዚ ፅ ዑቕን ቅልጡፍን ምስፍሕፋሕ ሓፈሻዊ ቀዳማይ ብርኪ ክን ክን

ጥዕ ና

እዮም፡ ፡

( ስ ልጠና ሓይሊ ሰብን ሕን ፀ ት ትካላትን)

ዝተገ በሩ ሳይን ሳዊ መፅ ናዕ ቲታት ውሑዳት

ዋላ’

ኳ ኣብ ፅልዋ እዚ ቅልጡፍ ምስፍሕፋሕ ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ሐዚ እውን

ኣ ድለ ይቲ እ ን ተ ኾኑ ኣ ብ ዝ ሓለ ፉ ዓ ሰ ር ተ ዓ መታት ኢት ዮ ጵ ያ ኣ ብ ምምሕያ ሽ ኩነ ታት ጥዕ ና

ዘ መዝገ በ ቶም ዓ ወታት ብምኽን ያ ት እ ዚ ዝተሳ ለ ጠ ምስ ፍሕፋሕ ሓፈሻ ዊ ቀዳማይ ብር ኪ

ክንክን ጥዕና ከምዝኾነ

ይግመት፡ ፡

ኣብ 2005 ን 2011 ዝተገበሩ ሃገራዊ ዳህሳሳት ጥዕና እንተርኢና ኣብ 2005 ብደረጃ

ሃገር ተ ጠ ቀ ም ቲ ም ጣ ነ ስ ድ ራ ካ ብ ዝ ነ በ ሮ 15 ሚኢ ታ ዊ ኣ ብ 2011 ና ብ 29 ሚኢ ታ ዊ ክ ብ

ኢሉ፡ ፡ በዝሒተጠቀምቲ ክንክን ቅድመወሊድውን ’ ኣብ 2005 ካብ ዝነ በሮ ካብ 28 ሚኢታዊ

ና ብ 43 ሚኢታዊ ወሲኹ እ ዩ ፡ ፡ ኣ ብ ተ መሳ ሳ ሊ እ ዋ ን ሞት ት ሕቲ ሓደ ዓ መት ህ ፃ ና ት ካ ብ 77

ና ብ 59 ካ ብ 1000 ብሂ ወት ዝ ተ ውል ዱ ህ ፃ ና ት እ ን ት ቕ ን ስ ፤ ሞት ት ሕቲ ሓሙሽ ተ ዓ መት

ህ ፃ ና ት ድማ ካ ብ 123 ና ብ 88 ካ ብ 1000 ብሂ ወት ዝተወለ ዱ ህ ፃ ና ት ወሪ ዱ እ ዩ ፡ ፡

ይኹን’

ምበር ኢትዮጵያ ኣ ብ ምቕናስ ሞት ኣ ዴታትን ምምሕያ ሽ ሽፋን ኣ ብ ጥዕ ና ትካላት

ዝወልዳ ኣዴታት ዘርኣየቶ ለውጢየለን፡ ፡ ኣብ 2005 ካብ 100,000 ብሂ ወት ዝተወልዱ

172

Hooray! Your file is uploaded and ready to be published.

Saved successfully!

Ooh no, something went wrong!