27.01.2015 Views

araya-thesis

araya-thesis

araya-thesis

SHOW MORE
SHOW LESS

You also want an ePaper? Increase the reach of your titles

YUMPU automatically turns print PDFs into web optimized ePapers that Google loves.

ም ዕ ራ ፍ ሽ ዱ ሽ ተ ፤ ኣ ብ እዋን እቲ ምትእትታው ቴክኖሎጂ ተን ቀሳቃስቲ ስልኪታትን ኣ ብ

እ ቶም ስ ልክ ታት ዝተፅ ዓ ኑ ቕ ጥዕ ታት ኣ ብ ምውሃ ብ ግ ልጋ ሎት ክ ን ክ ን ጥዕ ና ኣ ዴታት

ዝገበርናዮ መፅናዕቲ ሰራሕተኛታት ጥሙር ጥዕናን መዋልዳንን ብጭቡጥ ክንደየናይ

ከ ምዝ ተ ጠቐ ምሉ ዘ ር ኣ የ መፅ ና ዕ ቲ እ ዩ ፡ ፡ እ ዚ መፅ ና ዕ ቲ እ ዚ ና ብ ዓ ለ ምለ ኻ ዊ መፅ ሄ ት

(Human Resources for Health) ን ገ ምጋምን ን ሕትመትን ቐሪቡ እዩ፡ ፡ እዚ ፅንዓት

እ ዚ እ ቶም ክኢላ ታት ጥዕ ና ነ ዞ ም ቕጥዕ ታት ን ሽዱሽተ ኣ ዋር ሕ ( ካብ ጥቅምቲ 2012 ክሳ ብ

መጋ ቢት

2013) ከ መይ ን ክ ን ደ የ ና ይ ን ከ ምዝ ተ ጠቐ ምሉ ዝ ገ ምገ መ መፅ ና ዕ ቲ እ ዩ ፡ ፡

ና ይ ወ ረ ቐ ት ቕ ጥ ዒ ቃ ለ መሕት ት ብምጥቃም እ ውን

እ ቶም ኣ ብዚ ፅ ን ዓ ት ዝተሳ ተፉ ክ ኢላ ታት

ጥዕ ና እ ቲ ቴክኖሎጂ ኣ ብ ዝጥቀምሉ እ ዋን ዝነ በ ሮም ተሞክሮ፣ መሳ ለ ጥቲ ፣ ማሕነ ቖታትን

መበረተተዕ ቲ ኩነ ታት እውን ዳህሲሱ እዩ ፡ ፡ ከምኡውን እቶም ክኢላታት ጥዕና ዝወሃቦም

ዝነ በረ ና ይ ሞባይል ካርዲ ከመይን ን ምን ታይን ይጥቀሙሉ ከምዝነ በረን ና ይ ሽዱሽተ

አዋርሕ መረዳእታ ኣጠቓቕማ ሞባይል ካርዲ ካብ ኢትዮ ቴሌኮም ብምርካብ እቶም ክኢላታት

ጥዕና ክንደየናይ ገንዘብ ንምድዋል፣ ሓፀርቲ መልእኽትታት ንምስዳድን ንኢንተርኔት

ከ ምዝ ተ ጠቐ ሙሪ ኡ እ ዩ ፡ ፡

ውፂ ኢታት እ ዚ መፅ ና ዕ ቲ ከ ምዘ ር ኣ ይዎ እ ቶ ም ክ ኢላ ታት ጥዕ ና በ ቶ ም ኣ ብ ተ ን ቀ ሳ ቐ ስ ቲ

ስልኪ ዝተፅ ዓ ኑ ቕ ጥዕ ታት ብምጥቃም ን 1122 ነ ብሰ ፁር ኣ ዴታት መር ሚሮም እ ዮም፡ ፡ እዚ

ማለት 59.1 ሚኢታዊ ካብተን ኣብቲ ከባቢ ፅንዓት ዘካየ ድናለን ጥዕና ትካላት ዝርከባ

ነ ብሰፁር ኣዴታት በቶም ቅጥዕታት ከምዝተመርመራ የርእየና፡ ፡ ካ ብ ቶ ም ዝ ተ መል ኡ

ቅጥዕ ታት ዳርጋ ሰለስተ ርባዕ (73.7 ሚኢታዊ)

ብመዋልዳን ዝተመልኡ እን ትኾኑ እቶም

ዝተረፉ ሲሶ ድማ ብሰራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ዝተመልኡ እዮም፡ ፡ ኩነ ታት ኣ ጠቓቕ ማ

እ ቶ ም ቅ ጥ ዕ ታት ብ ኣ ዋ ር ሕ እ ን ት ር አ ድ ማ ተ መሳ ሳ ሊ እ ዩ ነ ይ ሩ ፡ ፡ ብ መዳ ይ ኣ ጠቓ ቕ ማ

ሞባ ይል ካ ር ዲ እ ን ትን ር ኢ እ ቶም ክ ኢላ ታት ጥዕ ና ካ ብ ዝተመለ አ ሎም ሂ ሳ ብ 90.2 ሚኢታዊ

ግ ል ጋ ሎ ት ን ም ድ ዋ ል እ ዮ ም ተ ጠ ቒ መ ሙሉ ፡ ፡ ከምኡውን

9 ሚኢታዊ ካብቲ ዝተመልአሎም ሒሳብ

ን ኢ ን ተ ር ኔ ት እ ን ት ጥ ቀ ሙ ካ ብ ዚ እ ውን ብ ጣዕ ሚ ውሑድ (0.13 ሚኢ ታ ዊ ) ዝ ተ መል ኡ ቅ ጥ ዕ ታ ት

ን ምስ ዳ ድ እ ዮ ም ተ ጠቒ ሞም፡ ፡ እዚ መፅናዕቲ እዚውን

ከም ኣብ ምዕራፍ ሓሙሽ ተ ዝተሓበ ረ

እ ቶም ኪኢላ ታት ጥዕ ና ኣ ብ ምጥቃም እ ቶም ኣ ብ ተን ቀሳ ቐስ ቲ ስ ልኪ ዝተፅ ዓኑ ቅጥዕ ታት

ዘርኣዩዎ ንጥፈት ፅቡቕን ዘበረታትዕን ከምዝነ በረ እዩ ሓቢሩ፡ ፡

178

Hooray! Your file is uploaded and ready to be published.

Saved successfully!

Ooh no, something went wrong!