27.01.2015 Views

araya-thesis

araya-thesis

araya-thesis

SHOW MORE
SHOW LESS

Create successful ePaper yourself

Turn your PDF publications into a flip-book with our unique Google optimized e-Paper software.

ም ዕ ራ ፍ ሰ ለ ስ ተ ፤ ሰ ራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ኣ ብ ክ ን ክ ን ቅድመ ወሊድን ወሊድን ዘ ለ ወን

ፍልጠትን ኣ ፈፃ ፅ ማን ዝዳህሰሰ መፅ ናዕ ቲ እዩ ፡ ፡ እዚ መፅናዕቲ ኣብ ዓለምለኸ መፅሄት

(Human Resources for Health) ተሓቲሙን ን ባብ በቒዑ እዩ ፡ ፡ ኣ ብ ዚ መፅ ና ዕ ቲ

ኣ ብ 39 ጥዕ ና ኬላ ታት ዝሰ ር ሓ ዝነ በ ራ 50 ሰ ራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ብዛ ዕ ባ ዘ ለ ወን

ፍ ል ጠት ኣ ፈ ፃ ፅ ማን ኣ ወሃ ህ ባ ግ ል ጋ ሎት ክ ን ክ ን ቅ ድመ ወሊድን ወሊድን ብቓለ መሕት ት

ቕጥዒ ተሓቲተን እየ ን ፡ ፡ እተን 39 ጥዕና ኬላታት ንከባቢ 195,000 ህ ዝ ቢ ግ ል ጋ ሎት

ጥዕ ና ከ ምዝ ህ ባ ዝ ግ መት ኾይኑ በ ዚ መፅ ና ዕ ቲ ዘ ለ ወን ቐ ረ ብ ና ውት ን ካ ል ኦ ት እ ታወታት ን

ን ብረትን እውን ተፈቲሹ እዩ ፡ ፡ ወፅ ኢት እ ዚ መፅናዕቲ ከምዝሕብሮ ልዕሊፍርቂ (27 ወይ

ድማ 54 ሚኢታዊ ) ዝኾና ሰ ራሕተኛ ታት ጥሙር ጥዕ ና ኣ ብ ትሕዝቶ ኣ ወሃ ህ ባ ግ ልጋ ሎት

ምኽሪ ን ክ ን ክ ን ቅ ድመ ወሊድን ነ ብሰ ፁር ኣ ዴታት ዝ ነ በ ረ ን ፍ ል ጠት ት ሑት እ ዩ ነ ይሩ ፡ ፡

ከምእውን መብዛሕቲአን ሰራሕተኛታት ጥሙር ጥዕና (44 ወይ ከዓ 88 ሚኢታዊ)

ኣብ ምስ

ጥን ሲ ዝተዛ መዱን ምልክት ሓደጋን ሓልክታትን ዝነ በረን ፍልጠት ትሑት ከምዝነ በረ እዩ

ኣርእዩ፡ ፡ ኣ ብ መዳ ይ ምሕጋ ዝ ሕር ስ ን ወሊድን እ ን ተር ኢና ድማ ብማእ ኸላ ይ ሓን ቲ

ሰራሕተኛ ጥሙር ጥዕና ኣብ 6 ኣዋርሕ 5.8 ዝኾና ኣዴታት ተዋልድ ከምዝነ በረት እዩ እቲ

ፅ ን ዓ ት ዘ መል ክ ት ፡ ፡ ካብተን ብሰራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ዝተዋለዳ ኣ ዴታት እውን

ብ ጣዕ ሚ ውሑዳ ት ዝ ኾ ና ኣ ዴታ ት (10 ሚኢ ታ ዊ ) እ የ ን ኣ ብ ጥ ዕ ና ኬ ላ ወ ሊ ደ ን ፡ ፡ እተን

መብዛ ሕቲአ ን ብሰ ራሕተኛ ታት ጥሙር ጥዕ ና ዝሓረ ሳ ኣ ዴታት (82 ሚኢታዊ)

ግ ን ኣ ብ ገ ዘ አ ን

እየን ወሊደን ፡ ፡ ብመዳይ ብኻልኦ ት ኪኢላ ታት ሰ ራሕተኛ ጥዕ ና ን ና ይ ጥሙር ጥዕ ና

እ ዚ

ንሰራሕተኛታት ዝገ በርዎ ሞያዊ ሓገ ዝ እንተሪኢና 20 ሚኢታዊ ዝኾና

ሰ ራሕተኛ ታት ጥሙር

ጥዕ ና እየ ን ካብ መዋልዳን ሞያዊ ሓገ ዝ ከምዝረኸባ ዝተዛ ረበ፡ ፡ ስ ለ ዚ እ ዚ መፅ ና ዕ ቲ

ና ይ ሰ ራሕተ ኛ ታት ጥሙር ጥዕ ና ኣ ብ ቅ ድመ ወሊድን ወሊድን ዘ ለ ወን ፍ ል ጦን ዓ ቕ ምን

ንምምሕያሽ ዘኸእሉ መፍትሄታት ኣቐሚጡ እዩ፡ ፡ ብተወሰኺ እውን እዚ መፅናዕቲ

ን ሰ ራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ምችው ዝኾነ ና ይ ስ ራሕ ሃ ዋህው ክፍጠረ ለ ን ከምዘ ለ ዎ ሓቢሩ

እዩ፡ ፡

ም ዕ ራ ፍ ኣ ር ባ ዕ ተ ፤ ዝርዝር እቲ ቴክኒ ካዊ መፅ ናዕ ቲ እን ትኸውን ብዛ ዕ ባ ሰራሕተኛታት

ጥሙር ጥዕ ና ን መዋልዳን ን ኣ ብ እ ዋን ምውሃ ብ ግልጋሎት ክን ክን ጥዕ ና ኣ ዴታት ክጥቀሙሉ

ዝኽእሉ ኣ ብ ተን ቀሳቐስቲ ስልክታት ዝፀ ዓኑ ሶፍትዌርን

ቴ ክ ኒ ካ ዊ መፅ ና ዕ ቲ ኣ ብ ዓ ለ ምለ ኸ መፅ ሄ ት

ቕጥዕ ታትን ዘ ድሀበ እዩ ፡ ፡ እዚ

(PLOS one) ተሓቲሙንንባብ በቒዑ እዩ፡ ፡

ብተወሳኺውን ’ እዚ መፅናዕቲ እዚ ኣብቲ ን22

ኣዋርሕ ዝገ በርናዮ ናይ ተንቀሳቐስቲ

ስልክታት ቴክኖሎጂ ኣብ ምውሃብ ግልጋሎት ክንክን ጥዕና ኣዴታት ምትእትታው

176

Hooray! Your file is uploaded and ready to be published.

Saved successfully!

Ooh no, something went wrong!