27.01.2015 Views

araya-thesis

araya-thesis

araya-thesis

SHOW MORE
SHOW LESS

Create successful ePaper yourself

Turn your PDF publications into a flip-book with our unique Google optimized e-Paper software.

ም ዕ ራ ፍ ሸ ሞ ን ተ ፤ ና ይ መወ ዳ እ ታ ምዕ ራፍ እንትኾን

ኣብዚ ናይ ፅንዓት መፅሓፍ እዚ ናይ

ዝቐረቡ ሽዱሽተ ፅሑፋዊ መፅናዕቲታት ( ምዕራፍ 2-7) ሓፈሻዊ ቀንዲ ውፂኢታት፣

መጠቓለ ሊታት፣ ሜላ ታት መፅ ና ዕ ትን ዘ ለ ዎም ትር ጉ ምን ኣ ብ 4 ቀ ን ዲ ዓ ምድታት ብምጥማር

ዝዘ ተየ

ምዕ ራፍ እ ዩ ፡ ፡

ቀዳማይ ዓምዲ ግደ ሰ ራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ኣ ብ ምምሕያ ሽን ምጥቃም ግልጋሎት ክን ክን

ጥዕና ኣዴታት ኣብ ገፀራት ኢትዮጵያ ኣብዝነ በራ ኣዴታት፤ ካልኣይ ዓምዲ ፍልጠትን

ኣ ፈ ፃ ፅ ማን ኣ ወሃ ህ ባ ን ግ ል ጋ ሎት ክ ን ክ ን ቅ ድመ ወሊድን ግ ል ጋ ሎት ወሊድን ሰ ራሕተ ኛ ታት

ጥሙር ጥዕ ና ፤ ሳ ልሳ ይ ዓምዲ ሰ ራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ኣ ብ ኣ ወሃ ህባ ግልጋሎት ጥዕ ና

ኣ ዴታት ዘ ለ ዉወን ማሕነ ቖ ታትን ምችው ኩነ ታት፤ ራብዓ ይ ዓ ምዲ ክ ውን ነ ትን ምጥቃምን

ምትእትታውን ቴክኖሎጂ ተን ቀሳቐስቲ ስልክታት ኣ ብ ምውሃ ብ ግልጋሎት ክን ክን ጥዕ ና

ኣ ዴታት ብሰ ራሕተኛ ታት ጥሙር ጥዕ ና ን መዋ ልዳ ን ን ዝብሉ እ ዮም፡ ፡ ብፍላ ይ እ ዚ ምዕ ራፍ

ሰ ራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ኣ ብ ዝተወሰ ኑ ግልጋሎት ክን ክን ጥዕ ና ኣ ዴታት ከም ኣ ብ

ምሕጋ ዝ ወሊድን ምስ ፍሕፋሕ ሽ ፋን ክ ን ክ ን ድሕሪ ወሊድ ዘ ር አ የ ኦ ትሑት ኣ ፈፃ ፅ ማን

ምኽን ያ ታቱን አጉሊሁ ብምን ፃ ር ዘ ትዩ እዩ ፡ ፡ ትሑት ፍልጠትን ኣ ፈፃ ፅ ማ ሰራሕተኛታት

ጥሙር ጥዕ ና ኣ ብ ምምሕያ ሽ ሽፋን ወሊድ ኣ ብ ጥዕ ና ትካላ ትን ፀ ገ ም ዘ ለ ወን ነ ብሰ ፁር

ኣዴታት ሪፈር ኣብ ምባል ዘለዎ ፅልዋን ግደን ዘትዩ እዩ፡ ፡ ብተወሳ ኺ እውን እዚ ምዕራፍ

እዚ በዝሒ ስራሕ፣ ናይ ስራሕ ዕድልን ዕብየትን፣ ዓቕሚ መዕበይቲ ትምህርቲ

ን ሰራሕተኛታት ጥሙር ጥዕ ና ዘ ይምህላው ኣ ብ ፍልጠትን ኣ ፈፃ ፅ ማ ስራሕተን ዘ ለዎ ፅ ልዋ

ዘ ትዩ እዩ ፡ ፡ ምስ እ ዞ ም ማሕለ ኻታት ሰ ራሕተኛ ታት ጥሙር ጥዕ ና ብምትሕሓዝ እ ውን

ሚኒ ስ ትሪ ጥዕ ና ኢትዮጵያ እ ዞ ም ማሕለ ኻታት ን ምፍታሕ ዝገ ብሮም ዘ ለ ዉ ን ጥፈታት

ተሓቢሮም እ ዮም፡ ፡ ኣ ብ መወዳእታ እዚ ምዕ ራፍ እዚ ምትእትታው ቴክኖሎጂ ተን ቀሳቐስቲ

ስልክታት ተዛ መድቲ መፍትሕታትን ኣ ብ ቀዳማይ ብርኪ ክን ክን ጥዕ ና ኢትዮጵያ ከመይ

ከምዝከኣል ኣብ ሰለስተ ንኡስ ዓምድታት ብምኽፋል ዘትዩ እዩ፡ ፡ እዞም ሰለስተ ንኡስ

ዓን ድታት ቀዳማይ ክውን ነ ት ምትእትታውእቲ ቴክኖሎጂ፤

ካልኣ ይ ምጥቃም እቲ ቴክኖሎጂን

ፅ ሬት መረ ዳ እ ታን ፤ ሳ ልሳ ይ ምጥቃም እ ቲ ቴክ ኖሎጂ ኣ ብ ገ ን ዘ ብን ካ ልኦ ት እ ታወታትን

ዘ ለ ዎ ሳ ዕ ቤን ዝብሉ እ ዮም፡ ፡ ከ ም መዕ ፀ ዊ ን መጠቓ ለ ሊን እ ውን እ ዚ ምዕ ራፍ ቴ ክ ኖ ሎጂ

ተንቀሳቐስቲ ስልክታትን ኣብ ተንቀሳቐስቲ ስልክታት ዝፀዓኑ ቅጥዕታት ብዝበለፀን

ብዝቐለለን ኣ ብ ቀዳማይ ብርኪ ክን ክን ጥዕ ና ኢትዮጵያ ን ምትእትታውን ን ምጥቃምን

ዘ ኽእ ሉ 10 ሜላ ታትን መልእ ኽታትን ብሓፂ ሩ ብምሕባ ር ይዛ ዝም፡ ፡

180

Hooray! Your file is uploaded and ready to be published.

Saved successfully!

Ooh no, something went wrong!